ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ ዝተባህለ መስርሕ ምዝርራብ ጌጋ ሓበሬታ ምዃኑ ተሓቢሩ
ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜናን፡ ገጻት ማሕበራዊ ሜድያን፡ መንግስቲ ፌዳራል ኢትዮጵያን፡ ኣካላት ብሄራዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣብ ኡጋንዳ ተራኺቦም ክዝትዩ እዮም ዝብል ሓበሬታ ጌጋ ምዃኑ፡ ብመንግስቲ ፌደራል ተጣይሱ…
ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜናን፡ ገጻት ማሕበራዊ ሜድያን፡ መንግስቲ ፌዳራል ኢትዮጵያን፡ ኣካላት ብሄራዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣብ ኡጋንዳ ተራኺቦም ክዝትዩ እዮም ዝብል ሓበሬታ ጌጋ ምዃኑ፡ ብመንግስቲ ፌደራል ተጣይሱ…
ኣብ ጉዳይ ስደተኛታትን ሰብኣዊ መሰላትን ጸቒጣ እትነጥፍ ውርይቲ እንግሊዛዊት ጋዜጠኛ ሳሊ ሃይደን፣ ገዛ ገዛ እንዳዘወርካ ትግራዎት ምፍታሽን መንነት…
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝበጽሓና እዋናዊ ዜና፡ ኣብ ከባቢታት ሰንዓፈ ኣብ ሞንጎ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ሰራዊት ክልል ትግራይን ብርቱዕ…
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማታት ዓዲ ግራትን መቐለን፡ ፌደራላዊ መንግስቲ ዘካየዶ ደብዳብ ነፈርቲ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ህዝቢ ጉድኣት…