ዜና

ኤምባሲ ኣሜርካ ኣብ ኤርትራ ናይ ምንቅስቃስ ደረት ተጌሩ ከምዘሎ ሓቢሩ

ኤምባሲ ኣሜርካ ኣብ ኣስመራ፡ብመሰረት ዝበጽሓኒ ሓበሬታ ብምባል፡ ብትእዛዝ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ገለ ክፋላት ከተማ ኣስመራ፡ ነበርቲ ካብ ገዝኦም ከይወጹ ተሓቢሩ ከምዘሎ፡ ኣብ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ እቲ ኤምባሲ ብምጽሓፍ…