ኤርትራውያን ናይ ዝርከብዎም ዜጋታት 19 ሃገራት መንበሪ ፍቃዶም ዳጊም ክምርመር ምዃኑ ተሓቢሩ
ምምሕዳር ትራምፕ ንኤርትራ ሓዊሱ ካብ 19 “ዘሻቕላ” ዝተባሃላ ሃገራት ንዝመጹ ስደተኛታት ዝተዋህበ መንበሪ ፍቓድ ”green cards” ምሉእ ብምሉእ ክግምገም ኣዚዙ። እዚ ትእዛ ዝተዋህበ ድሕሪ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ኣብ ልዕሊ ኣባላት…
ምምሕዳር ትራምፕ ንኤርትራ ሓዊሱ ካብ 19 “ዘሻቕላ” ዝተባሃላ ሃገራት ንዝመጹ ስደተኛታት ዝተዋህበ መንበሪ ፍቓድ ”green cards” ምሉእ ብምሉእ ክግምገም ኣዚዙ። እዚ ትእዛ ዝተዋህበ ድሕሪ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ኣብ ልዕሊ ኣባላት…
ውግእ ሓድሕድ ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ኤርትራ ንዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ከምዘቃለዖም ክኢላታት ውድብ ሕብራት ሃገራት ገሊጾም። ብሰንኪ እቲ ኣብ…
ሱዳን ትሪብዩን ንዝተፈላለያ ኣብ ሱዳን ዝርከባ ማሕበራት ስደተኛታትን ተራድኦን መወኪሲ ብምግባር ብዘስፈሮ ሓበሬታ መሰረት፡ ኣብ ሱዳን ልዕሊ 130…
ብመሰረት ANSA ዝተባህለ ማዕከን ሓበሬታ ዘስፈሮ ዜና፤ ሓንቲ ኤርትራዊት መንእሰይ ማርዓ ብምእባያ፤ እቲ ኽትምርዓዎ ተሓሲቡ ዝነበረ ግለ-ሰብ ብካራ …