back to top
ሰኑይ 22 ሓምለ, 2024

ዜናታት ሰቲት

ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሕርሻዊ ልምዓት ዕብየት የመዝጊባ’ለዋ ተባሂሉ

ፕሮግራም ልምዓት ዓለም (UNDP)፡ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ውሕስነት ሕርሻ ንምስፋን ኣብ ምሕጋዝ መሪሕ ግደ ወሲደን ይዓያ ምህላወን ጸብጺቡ። ብተወሳኺ  እተን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምፍታሕ...

ርእይቶ

ርእሰ-ዓንቀጽ

ሽርክነት ኤርትራ ምስ ቻይናን ሩስያን፡ ጂኦፖለቲካዊ ኣገዳስነቶምን ሳዕቤናቶምን 

መእተዊ: ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ስትራተጂካዊ ኣቀማምጣ እትርከብ ኤርትራ፡ ምስ ቻይናን ሩስያን ሽርክነት ኣብ ምድልዳል ዘላ ትመስል። እዞም ዝምድናታት ብዝተፈላለዩ ጂኦፖለቲካዊ ረቛሒታት ዝቕረጹ ኮይኖም፡ ስትራተጂካዊ...

ጋዜጣዊ መግለጺ

ቅዋምና ዋሕስ ሓርነትናን ናጽነትናን

ወርሒ ግንቦት፡ ክልተ ዘይነጻጸላ እምነዅርናዓት ኤርትራዊ ሃገርነትን ተስፋ ዜግነታዊ ሓርነትን ዝተበሰረላ ወርሒ ብምዃና ረዚን ጦብላሕታ እያ ትፈጥረልና፣ ናይ ምስጋናን ኣስተንትኖን ጦብላሕታ። እቲ ባዕዳዊ ህላወ...

ሳዓቡና

7,396ደገፍቲLike
724ስዓብቲFollow
21,500ተኸታተልቲSubscribe

ህቡባት ጽሑፋት

ሰብኣዊ መስለ

ሓጽር መግለጺ ብኣጋጣሚ ስነስርዓት ቀብሪ ብልቢ እነፍቕሮን እነፈትዎን ወድና ዑመር ዓብደላ

إن الله وانا اليه راجعون ብምኽንያት እቲ ብ ዕለት 20 ጥሪ 2024 ኣብ ሮሾን ጽዮን፡ እስራኣኤል፡ ኣብ ልዕሊ ደቅና ዑመር ዓብደላን ሱልጣን ሳልሕን ብዝተፈጸመ ኣስካሕካሒ...

ብሪጣንያ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ንምስጓግ ትዳሎ

እቲ ብተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ብድሆ ኣጋጥምዎ ዝጸነሐ፡ ስደተኛታት ናብ ሃገረ ሩዋንዳ ናይ ምስጓግ ውጥን ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ናይ'ታ ሃገር ሕጋዊ ኢዩ ተባሂሉ።...

ኤርትራዊ ሰምሳሪ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተወ ተፈሊጡ

ተመስገን ገብሩ ገብረመድሕን ዝተባህለ ወዲ 35 ዓመት ከምዝኾነ ዝንገረሉ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኣውስትራሊያ ንምኻድ ኣብዝፈተነሉ ዝነበረ እዋን፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተወ ሮይቶርስ...

ኤርትራውያን ስደተኛታት፤ ግዳያት ዘይሕጋዊ ንግዲ ሰብ ከይኮኑ ይስጋእ

ውግእ ሓድሕድ ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ኤርትራ ንዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ከምዘቃለዖም ክኢላታት ውድብ ሕብራት ሃገራት ገሊጾም። ብሰንኪ እቲ ኣብ ሞንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዑጡቓት ክልል...

ብዝሒ ኤርትራውያን ሰደታኛታት ኣብ ሱዳን ካልኣይ ደረጃ ክምዝሓዘ ጸብጻባት ይሕብር

ሱዳን ትሪብዩን ንዝተፈላለያ ኣብ ሱዳን ዝርከባ ማሕበራት ስደተኛታትን ተራድኦን መወኪሲ ብምግባር ብዘስፈሮ ሓበሬታ መሰረት፡ ኣብ ሱዳን ልዕሊ 130 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቚቦም ይርከቡ። መብዛሕትኦም...

ስነ-ጥበብ

ሃይለ ቢዘን “ኮይነ ኣለኹ ንበል” ብዝብል ግጥሚ ናይ ክብሪ ሽልማት ተዓዲሉ።

ነቲ ብሉጽ ስነ-ጽሑፋዊ ስራሓቱ ኣፍልጦ ንምሃብ፡ ሃይለ ቢዘን "ኮይነ ኣለኹ ንበል" ብዝብል እኩብ ግጥሚ ናይዚ ዓመት ብሉጽ - ናይ ጽሑፍ  ተሸላሚ ኮይኑ። እዚ ብማሕበር...