ዜና ስፖርት

ቢንያም ግርማይ ድሙቕ ዓወታት ኣመዝጊቡ

ኣባል ጋንታ ኢንተርማርሸ ዝኾነ ኤርትራዊ ፕሮፈሽናል ተቀዳማምይ፡ ቢንያም ግርማይ፡ ኣብቲ ብስሉስ 16 ጥሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝተኻየደ ቀዳማይ መድረኽ ውድድር፡ መበል 3ይ ብምውጻእ ድቡቕ ዓወት ሓፊሱ።  ኣብዚ 144 ኪሜ ንውሓት…