ርእይቶ

ተሓቢኡ ዝነበረ ሓሶት ካብ ተጋህደ፡ ተሰቲሩ ዝጸንሐ ሓቂ ይውጻእ

 ጥንታዊት ሃገር ኣቢሲንያን (Abyssinia) ንዕኣ ተኪኣ ኣብ መፋርቕ 20 ክፍለ-ዘመን ምዝዛም ኤውሮጳዊ መግዛእቲ ኣፍሪቃ ዝተቐልቀለት ሃገረ ኢትዮጵያን፡ መለለዪኤን ዝዀኑ ብሓባር ዝውንንኦም ረቛሒታት ኣለው። (ሀ) ኣቢሲንያ ከምኡ’ውን (ክሳብ 1974 ዓ.ም.)…