ርእይቶ

ናይ ባንዴራ ቅልስ

መጀመርታ ብመቃልዒ (disclosure) ክፍልም። እዛ ጽሕፍቲ፡ ሓደ ሓው ብምኽንያት መዓልቲ ስውኣት፡ ክልተ ባንዴራታት ኣሰንዩ ንዝተሳእሎ ስእሊ ስዒቡ ዝተጻሕፈ ጽሑፋት ዘበገሶ ስኽፍታ እዩ መንቀሊኣ። መንቀሊ ድኣ እዚ ይኹን እምበር፡ ዳርጋ ንክልተ…