40 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝደሓኑ ተፈሊጡ
Open Arms ዝተባህለ፤ ናይ ስጳኛ ሂወት ኣድሕን ትካል ብመንገዲ ትዊተር ከምዝገለጾ፤ 40 ዝኾኑ፤ ካብ ኤርትራን ሱዳን ምዃኖም ዝተነግረሎም ስደተኛታ ኢታ ዝሳፈሩላ ዝነበሩ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ጽዒና ዝነበረት ጃልባ ከምዝጠሓለት ተሓቢሩ።…
Open Arms ዝተባህለ፤ ናይ ስጳኛ ሂወት ኣድሕን ትካል ብመንገዲ ትዊተር ከምዝገለጾ፤ 40 ዝኾኑ፤ ካብ ኤርትራን ሱዳን ምዃኖም ዝተነግረሎም ስደተኛታ ኢታ ዝሳፈሩላ ዝነበሩ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ጽዒና ዝነበረት ጃልባ ከምዝጠሓለት ተሓቢሩ።…
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ኣብ ገዳም ደብረ-ጽጌ ኣቡነ ዮናስ ዝነበሩ ሓሙሽተ መንኮሳት ከምዝተኣስሩ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገር፡ ሃገረ ስብከት መስሪቶም…
ኣጎልጐሎት ምምላስ ስደተኛታት(RSS) ምስ መሻርኽቲ ኣካላት ንጠለብ ህጹጽ ቀረብ ን ኣብ ኣለም-ዋጭ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሰደተኛታት ንምውሓስ ይጽዕር ከምዘሎ…
ኣብ ኢትዮጵያን ሶማልን ብድሙሩ ኣስታት 351,900 ህጻናት ዝሞቱን ንሞት ዝተቓልዑን ኮይኖም ከምዘለው ማዕከናት ዜና ዓለም ጸብጺበን። በዚ መሰረት…