ሰብኣዊ መሰል

ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ (ዳባት) ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ሞይቱ

ኣብ ክልል ኣምሓራ ከባቢ ዳባት ዝተባህለ ተደኲኑ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ፡ ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ብሰንኪ ሕጽረት ሕክምናን መጓዓዝያን ህይወቱ ክሓልፍ ከምዝኸኣለ፡ ራድዮ ኤረና ንምንጭታታ ብምጥቃስ ሓቢራ። እቲ ኣብ 35 ዕድመ ዝርከብ…