ሰብኣዊ መሰል

ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብደብዳብ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ተቀቲሎም

ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኑ ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ብፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልተ ህጻናት ዝርከብዎም፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተቀትሉን ካልኦት ኣርባዕተ ከምዝቆሰሉን ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ(AFP) ን ኮምሽነር ላዕለዋይ ተጸዋዒ ስደተኛታት…