ሓንቲ ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ሚላን ብካራ ከምዝተሃርመት ተሓብሩ

ብመሰረት ANSA ዝተባህለ ማዕከን ሓበሬታ ዘስፈሮ ዜና፤ ሓንቲ ኤርትራዊት መንእሰይ ማርዓ ብምእባያ፤ እቲ ኽትምርዓዎ ተሓሲቡ ዝነበረ ግለ-ሰብ ብካራ  ከምዝሃረማ ተፈሊጡ። እዚ ፍጻመ ዝሓለፈ ሮቡዕ 18 ነሓሰ 2022 ንግሆ ኣብ ሚላን ኢዩ ኣጋጢሙ። ብመሰረት እቲ ዜና፤ ማርዓ ናይ’ዞም ክልተ ግለ ሰባት ብስድራቤት ቅድሚ ኢሎም ንመርዓ ተሰማሚዖም እኳ እንተነበሩ፤ እታ ጓል ከምዝኣበየት፤ እቲ ወዲ ድማ ብካራ ከምዝወግኣ ኢዩ ፖሊስ ሚላን ዝሕብር። ብመሰረት እቲ ዜና እቲ ግለ-ሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ ኣሎ።

ተዛማዲ ትሕዝቶ

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Stay Connected

11,864FansLike
1,105FollowersFollow
27,800SubscribersSubscribe

እዋናዊ ጽሑፋት