ሰራዊት ኢትዮጵያ ንመቐለ ከም ዝተቆጻጸረ ኣፍሊጡ
ንኣስታት ስለስተ ሰሙን ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ድሕሪ ዝተኻየደ ወተሃደራዊ ጎንጺ፡ ሎሚ ሕዳር 28 ንርእሰ ከተማ ክልል ትግራይ መቐለ ምሉእ ብምሉእ ከም ዝተቆጻጸረ ኣቢይ ኣሕመደ ኣፍሊጡ።…
ንኣስታት ስለስተ ሰሙን ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ድሕሪ ዝተኻየደ ወተሃደራዊ ጎንጺ፡ ሎሚ ሕዳር 28 ንርእሰ ከተማ ክልል ትግራይ መቐለ ምሉእ ብምሉእ ከም ዝተቆጻጸረ ኣቢይ ኣሕመደ ኣፍሊጡ።…
ኣብ ዓሚቕ መጽናዕታዊ ሓበሬታን፣መርበባትን ምኩር ሞያዊ ብቕዓት ዘለዎም ክኢላታት ዝሓቖፈ፡ኢኢፒኤ(EEPA-External European program with Africa) ዝተባህለ ኣብ ብራስለስ በልጁም…
ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ “ንቡሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020” ተሓጽዮም ከምዘለዉ ራድዮ ኤረና ኣብ ናይ ሎሚ ናይ ስፖርት መደባ…
ቤት ምኽሪ ጸጥታ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሎሚ ሰሉስ 24 ሕዳር ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዘተኮረ ዘተ ከካይድ ምኻኑ፡ ዝተፈለላያ…