ዜና

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ካንዳ ክጎዓዙ ምድላዋት ኣጻፊፎም ዝነበሩ ኤርትራውያን መውጽኢ ቪዛ ከልኪሉ 

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ካናዳን ካልኦት ሃገራት ንምጥያስ ምድላዋቶም ኣጻፊፎም በረራን መውጽኢ ቪዛን ዝጽበዩ ዝነበሩ ኤርትራውያን፡ ፍቃድ መውጽኢ ቪዛ ከምዝኸልከሎም ራድዮ ኤረና ን IOM ብምጥቃስ ሓቢራ።  እቶም ዜጋታት ብትካል ስደተኛታት ሕቡራት…