ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ጎንጺ፡ ናብ ዝኸፍአ ከየምርሐ ከሎ ስጉሙቲ ክውሰድ ተጸዊዑ
ዓለምለኸ ምንቅስቃስ ይኣክል፡ በርጌሳውያን ማሕበራት፡ ተጣባቅቲ ሰባኣዊ መሰላትን፡ ጉዱሳት ወጻእተኛታትን፡ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ንዘሎ ጎንጽን ናይ ሓድሕድ ኲናትን፡ ኣብታ ሃገርን፡ ኣብቲ ከባብን ዝበኣሰ ሽግር ከየስዓበ፡ ክልቲኦም ወገናት ሽግራቶም ንምፍታሕ ናብ…
ዓለምለኸ ምንቅስቃስ ይኣክል፡ በርጌሳውያን ማሕበራት፡ ተጣባቅቲ ሰባኣዊ መሰላትን፡ ጉዱሳት ወጻእተኛታትን፡ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ንዘሎ ጎንጽን ናይ ሓድሕድ ኲናትን፡ ኣብታ ሃገርን፡ ኣብቲ ከባብን ዝበኣሰ ሽግር ከየስዓበ፡ ክልቲኦም ወገናት ሽግራቶም ንምፍታሕ ናብ…
ኣብ ኢትዮጵያ፡ ካብ 3 ሕዳር 2020 ጀሚሩ፡ ኣብ ሞንጎ ፈደራላዊ መንግስትን ክልል ትግራይ ዘመሓድር ዘሎ ህወሓትን፡ ወተሃደራዊ ጎንጺ…
“ህዝባዊ ቃልሲ ንውሑስ መጻኢ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፥ 07 ሕዳር 2020 ብ ማንዛዊ (Virtual) ተጀሚሩ፡ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ…
ቤት ምኽሪ ፌደረሽን ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከብ ቤት ምኽርን፡ ፈጻሚ ኣካልን ክፈርስ…