ሰለስተ ጀነራላት ናብ ሰራዊት ክምለሱ ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣዚዙ
ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ናይታ ሃገር ተቀኒሶም ዝጸንሑ ሰለስተ ጀነራላት ናብ ሰራዊት ክምለሱ ብ ሮቡዕ 4 ሕዳር ከም ዝኣዘዘ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጠን ። እቶም ናብ ሰራዊት…
ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ናይታ ሃገር ተቀኒሶም ዝጸንሑ ሰለስተ ጀነራላት ናብ ሰራዊት ክምለሱ ብ ሮቡዕ 4 ሕዳር ከም ዝኣዘዘ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጠን ። እቶም ናብ ሰራዊት…
ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳይት ሆላንድ ኣብ ልዕሊ ወኪል እምባሲ ኤርትራ ስጉምቲ ወሲዱ። ብመሰረት ምንጭታት ሰቲት ካብ’ታ ሃገር፡ ሚንስተር…
ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ህንዲ ትማሊ 26 ጥቅምቲ፡ ኣስታት 270 ሜትሪክ ቶን ዝኸውን ናይ መግቢ ረዲኤት ናብ ኤርትራ፡ ሱዳን፡…
ለበዳ ሕማም ኮሮና ካብ ዝመጽእ ኣትሒዙ፡ ንሱ ዘስዓቦ ምፍንቓል ካብ ዕለታዊ ህይወትን ምግላልን ዝመንቀሊኡ ኣብ እስራኤል ሓሙሽተ ሰባት…