ብኣሸሓት ዝቆጸሩ ስደተኛታት ካብ መዓስከር ሽመልባን ሕጻጽን ናብ ማይ ዓይኒ ዓዲ ሓሩሽን ኣትዮም
ካብ መዓስከር ሽመልባን፡ ሕጻጽን ዝጸንሑ ልዕሊ ክልተ ሽሕ ዝበጽሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ናብ መዓስከራት ዓዲ ሓሩሽን ማይ ዓይንን ከምዝኣተዉ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የብርህ። ዕለት ሰለስተ ረቡዕ ናይዚ ሕዝናዮ ዘለና ወርሒ፡…
ካብ መዓስከር ሽመልባን፡ ሕጻጽን ዝጸንሑ ልዕሊ ክልተ ሽሕ ዝበጽሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ናብ መዓስከራት ዓዲ ሓሩሽን ማይ ዓይንን ከምዝኣተዉ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የብርህ። ዕለት ሰለስተ ረቡዕ ናይዚ ሕዝናዮ ዘለና ወርሒ፡…
ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፡ ካብ ርእሰ ከተማ ናይ’ታ ሃገር ኣስታት 400 ኪሎ ሜተር ርሕቃ ኣብ ትርከብ ከተማ፡…
ሕጻጽ፡- ካብ ማዓስከር ስደተኛታት ሕጻጽ ናብ ማይ ዓይኒ ዝመጹ፡ ብኣማኢት ዝቁጸሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ን ማዕከን ሓበሬታ ኤ.ፍ.ፒ ኣብ…
ወሃቢ ቃል ክፍሊ ወጻኢ ጉዳያት ኣሜርካ (State Department) ንኣሾሾይትድ ፕረስ ብመገዲ ኢመይል፡ ሰራዊት ኤርትራ ብህጹጽ ካብ ትግራይ ክወጽእ…