ሓድሽ ምምሕዳር ኣመሪካ፡ ንግብጺ ናይ 200 ሚሊዮን ዶላር መሸጣ ኣጽዋር ኣፍቂዱ
ኣመሪካ፡ ንግብጺ ኣስታት 200 ሚሊዮን ዶላር ዝበጽሕ 168 ዘመናዊ ሚሳይላት ክትሽጠላ ኣፍቂዳ። እዞም ዘመናዊ ሚሳይላት ብ ሓይሊ ባሕሪ ግብጺ ክዕጠቁ ሙኻኖምን ን ወሰናሰን ማእከላይ ባሕርን፡ ቀይሕ ባሕሪን ክትጥቀመሎም ዘኽእላ ምኻኖ…
ኣመሪካ፡ ንግብጺ ኣስታት 200 ሚሊዮን ዶላር ዝበጽሕ 168 ዘመናዊ ሚሳይላት ክትሽጠላ ኣፍቂዳ። እዞም ዘመናዊ ሚሳይላት ብ ሓይሊ ባሕሪ ግብጺ ክዕጠቁ ሙኻኖምን ን ወሰናሰን ማእከላይ ባሕርን፡ ቀይሕ ባሕሪን ክትጥቀመሎም ዘኽእላ ምኻኖ…
ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ካብ 15 ሽሕ ክሳብ 20 ሽሕ ዝግመቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ካብተን ተዓቊቦምለን ዝነበሩ መዓስከራት…
ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ትርኸሲቱ ዝርከብ ሰብኣዊ ቅልውላውን፡ ኣብቲ ዞባ ዘለዎ ጽልዋ ከምዘሻቀሎን፡ ኣዝዩ ዘጉሂ ክብል፡…
ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ዝነበሩ ኣስታት ሓምሳ ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣስታት 15 ሽሕ ዝኾኑ ካብ ተዓቚቦምሉ ዝነበሩ መዓስከራት…