ዜና

ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዝተኣከበ ባይቶ ጸጥታ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ብዘይስምምዕ ተዛዚሙ

ብ ሃገረ ኣየርላንድ ዝተጸዐንን ብ ፈረንሳ፡ ኖርወይ፡ ኣመሪካ፡ ብሪጣንያን ኢስቶኒያን ዘተደገፈ፡ ዕጽው ኣኼባ ናይ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ኩነታት ክልል ትግራይ፡ ብዘይ ሓደ ስምምዕ ከምዝተዛዘመ ዘተፈላለያ…