ዜና

ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ንጻውዒት ኢትዮጵያ ተቐቢልዎ

ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ትግራይ ተፈጺሙ ዝተባህለ፡ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ብሓባር ክምርምሩ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ንዝቐረበ ጠለብ፡ እቲ ኮምሽን ከምዝተቐበሎ ተፈሊጡ። ሚሼል ባሽሌት ነቲ “ ገበናት ኲናት…