ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ግብጺ ንህጹጽ ስራሕ ካርቱም ኣትዩ
ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ግብጺ ሳምሕ ሽኩሪ ህጹጽ ምብጻሕ ንምግባር ካርቱም ኣትዩ። እቲ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት፡ ብጉዳይ እቲ ክዕወት ዘይካኣለ ኣብ ኪንሻሳ ዝተጋብአ ርክብ ሱዳን ግብጽን ኢትዮጵያን ክዘራረብ ምኻኑ ተፈሊጡ ይርከብ።…
ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ግብጺ ሳምሕ ሽኩሪ ህጹጽ ምብጻሕ ንምግባር ካርቱም ኣትዩ። እቲ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት፡ ብጉዳይ እቲ ክዕወት ዘይካኣለ ኣብ ኪንሻሳ ዝተጋብአ ርክብ ሱዳን ግብጽን ኢትዮጵያን ክዘራረብ ምኻኑ ተፈሊጡ ይርከብ።…
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ሎሚ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኤርትራ ዘካየዶ ምብጻሕ ስራሕ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ምስ…
መሰጋገሪ ካቢነ ሱዳን፡ ተበግሶ ሽምግልና ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ጉዳይ ደባዊ ግጭት ኢትዮጵያ ሱዳንን ከምኡ’ውን ኣካራኻሪ ኮይኑ ዘሎ…
ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ሎሚ ንፓርላማ ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፡ ካብ ኣባላት ፓርላማ ንዝመጸሉ ሕቶ፡ ሰራዊት…