ኤርትራዊት ኣስመረት ኣሰፋው በርሀ፤ ብ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ተረቊሓ
ክኢላ ዓውዲ ሓመድን ስነ-ህይወት ኣከባብን ቀመማትን (Soil biogeochemist) ከምኡ’ውን ፖለቲካዊ ስነ ኣከባብን (Political ecologist) ዝኾነት ኤርትራዊት ኣስመረት ኣሰፋው በርሀ፡ ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብምኽንያት መዓልቲ መሬት፡ ብ 22…
ክኢላ ዓውዲ ሓመድን ስነ-ህይወት ኣከባብን ቀመማትን (Soil biogeochemist) ከምኡ’ውን ፖለቲካዊ ስነ ኣከባብን (Political ecologist) ዝኾነት ኤርትራዊት ኣስመረት ኣሰፋው በርሀ፡ ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብምኽንያት መዓልቲ መሬት፡ ብ 22…
ኡጋንዳን ግብጽን ብ7 ሚያዝያ 2021 ኣብ ጉዳይ ምልውዋጥ ወተሃደራዊ ስለያዊ ሓበሬታ ዘተኮረ ስምምዕ ተፈራሪመን። ብመሰረት ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ እቲ…
ድሕሪ ኣብ ኪንሻሳ ዝተጋብአ ክዕወት ዘይክኣለ ርክብ ሱዳን፡ ግብጽን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ኒል፡ ሚንስተር ወጻኢ ጉዳይት ሱዳን፡ ምሪያም…
ኤርትራ ነቲ ብስዑዲ ዓረብ ተበጊሱ ዘሎ፡ ንመላእ ማእከላይ ምብራቅ፡ ኣብ ምግራብ ምትካል ኣግራብን፡ ክሰርሕ ዝብገስ ወፍሪ ሓምላይ ተበግሶ…