ዜና

ህውሓትን ሻነን ግብረ-ሽበራውያን ጉጅለ ኮይኖም ክምዝገቡ እማመ ቀሪቡ

ካቢኔ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ ሎሚ፣ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ኦኔግ ሼነን ኣብ መዝገብ ግብረሽበራውያ ጉጅለታት እታ ሃገር ንኽኣትዉ እማመ ከምዘቕረበ ተፈሊጡ። ብመሰረት ዓንቀጽ 18ን 19ን ፕሮክላሜሽን ቁ. 1176/2020 ምክልኻል ግብረሽበራዊ ገበናት፣…