ዜና

ኣብ ሱዳን ዓሌታዊ ግጭት ብምልዕዓሉ፡ ናይ ህጹጽ እዋን ደንጋገ ከምዝተኣወጀ ተሓቢሩ

ሱዳን፡ ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ዝቀተለ ዓሌታዊ ግርጭት ድሕሪ ምልዓሉ፡ ኣብ ገለ ክፋል ምብራቕ ሱዳን፡ ስዓታት እቶ እቶ ከምዝተኣወጀ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና ‘ታ ሃገር ኣቃልሐን።  ይኹን’ምበር፡ ብዛዕባ’ቲ ዘጋጠመ ግጭት ይኹን ግዳያት…