ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ከምዝጀመረ ተሓቢሩ
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ክልል ትግራይ ክስሕብ ከምዝጀመረ ኣፈኛ ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢ ኣሕመድ፡ ብሌኔ ስዩም ፡ ብሓሙስ 3 ሰነ 2021 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢራ። መንግስቲ ኤርትራ…
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ክልል ትግራይ ክስሕብ ከምዝጀመረ ኣፈኛ ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢ ኣሕመድ፡ ብሌኔ ስዩም ፡ ብሓሙስ 3 ሰነ 2021 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢራ። መንግስቲ ኤርትራ…
ተቐማጦ ስዊዘርላንድ ንመበል 30 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት 24 ግንቦት ኣመልኪቶም መቐጸልታ ናይቲ ‘ ልኡላውነትና ንምውሕስ፣ ፍትሒ ንምንጋስ፣ ኣብ…
ፕረዚደንት ሕብራት መንግስታት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፤ ብ ሮቡዕ 26 ግንቦት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ሰራዊት ኤርትራን ፍሉይ ሓይሊ ክልል…
ብመሰረት ብሎምበርግ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ብ ዕስራን ሓሙሽተን ግንቦት ዘውጸኦ ዜና፤ ኢታ ማጆር ሰራዊት ኢትዮጵያ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ፤…