ዜና

መርሃዊ ቅዱስ ካልኣይ ደረጃ ብምውጻእ ተዓዊቱ

ካብ 14 ሰነ ጀሚሩ ጣልያን ን 4 መዓልቲ ዝቅጽል ዘሎ ብ ኣንድሪኣቲካ ኣዮኒካ ሬዝ (andariatica ionica race) ዝፍለጥ ቅድድም ብሽክለታ፡ መርሃዊ ቁዱስ ሎሚ ኣብ ዝወዓለ ተረርቲ ዓቀብ ዝተሰነየ ካልኣይ መድረኽ፡…