ዜና

ንምዕቃብ ሰላም ዝዋፈሩ ሰራዊት ኢትዮጵያ ቅድመ-ምጽራይ ክግበረሎም ጻውዒት ቀሪቡ

ኣቦ ወንበር ኮሚተ ወጻኢ ጉዳያት ላዕለዋይ ባይቶ ኣሜሪካ፡ ቦብ መንደዝ፥ ወተሃደራት ኢትዮጵያ፥ ድሕረ-ባይትኦም ኣብ ጉዳይ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብጽኑዕ ከይተመርመረ፡ ኣብ ዝኾነ መስርሕ ምዕቃብ ሰላም ንከይሳተፉ ዝጠልብ ደብዳቤ ናብ ኣንቶኒ…