ዜና

ገታቸው ረዳ ኤርትራ ዝሓዘቶ መረት ክንመልሶ ኢና ይቢል፡ ህወሓት ባድመ ንምሓዝ መጥቃዕቲ ተካይድ

ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ ከባቢ ባድመ ብሮቡዕ 28 ሓምለ ዘይ-ዕውት ፍተነ መጥቃዕቲ ኣካይዱ ዝብል፡ ሰቲት ሚድያ ጌና ከተረጋግጾ ዘይካኣለት ዜና ካብቲ ቦታ ተረኺቡ። ህወሓት ድሕሪ ምውጻእ ሰራዊት መንግስቲ ንከተማ…