ዜና

UNICEF ብሞት ህጻናት ኣብ ክልል ዓፋር ይሻቐል

ዳይረክተር ማዕከን ህጻናት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን፡ ላዕለዋይ ተጸዋዒ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ሄንሬታ ፎር ምቕታል ናይ ዝበዝሑ ህጻናት ዝርከብዎም 200 ዜጋታት ኣብ ክልል ዓፋር ኣዝዩ ከምዘሻቐሎም ገሊጻ። እታ ዳይረክተር፥…