ዜና

ዓሰርተ ክልተ ተቐዳደምቲ ዝሓቆፈት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ቻምፕዮን ዓለም በልጅዩም ትሳተፍ ኣላ

ብኣሰልጣኒ ሳምሶም ሶሎሙን እትእለ ንብዙሓት ኣብ ኤውሮጳ ምስ ዓበይቲ ክለባት ዝቀዳደሙ ፕሮፈሽናላት ተጻወቲ ዘካተተት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ኣብ በልጅዩም ካብ 18 ክሳብ 26 መስከረም ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድራት ቻምፕዮን ዓለም…