ሱዳን፥ ሰልፈኛታት ወተሃደራዊ ሓይሊ ስልጣን ክሕዝ ጸዊዖም
ብቀዳም 17 ጥቅምቲ፡ ወደሃደራት ናይታ ሃገር ስልጣን ክሕዙ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣብ ቅድሚ ቤተ መንግስቲ እታ ሃገር ተኻይዱ። ሰልፈኛታት፡ ኣብዚ ክልተ ዓመት ዘቑጸረ መሰጋገሪ መድረኽ ንፖለቲካዊ ቅልውላው ብምቅላዓ፡ ወተሃደራዊ ሓይሊ ናብ…
ብቀዳም 17 ጥቅምቲ፡ ወደሃደራት ናይታ ሃገር ስልጣን ክሕዙ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣብ ቅድሚ ቤተ መንግስቲ እታ ሃገር ተኻይዱ። ሰልፈኛታት፡ ኣብዚ ክልተ ዓመት ዘቑጸረ መሰጋገሪ መድረኽ ንፖለቲካዊ ቅልውላው ብምቅላዓ፡ ወተሃደራዊ ሓይሊ ናብ…
ኮምቴ ድሕነት ጋዜጠኛታት (CPJ) ካልኦት 15 ማሕበራት፡ ጋዜጠኛታትን ናይ ሰብኣዊ መሰል ተጣበቅትን፡ መንግስቲ ካናዳ ሰብሰልጣን መንግስቲ ኤርትራ ዝዓለመ…
ፍሉይ ወኪል ሕብራት መንግስታት ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፈልትማን፡ ኣንጻር እቲ ኣብ ሱዳን ዝርከብ ሲቪላዊ መንግስቲ ዝግበር…
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ናይታ ሃገር ጣልቃ ኣትዮም ኢሉ ብምኽሳስ ንሸውዓተ ሰራሕተኛታት ውድብ ሕብራት ሃገራት ከምዘባርር ኣፍሊጡ።…