ዜና

ኬንያ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ዶባት ዓጽያቶ

ድሕሪ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ምእዋጁን፡ ሓይልታት ትግራይ ናብ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ምግስጋሶምን፡ መንግስቲ ኬንያ ንዶባታ ዘዋስን ኣስታት 800 ኪሎሜተር ዝንውሓቱ ዶብ ንዘይተፈልጠ እዋን ከምዝዓጸዎን ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት…