ዜና

ኤምባሲ ኣሜርካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ግብረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ ክህሉ ከምዝኽእል ኣጠንቂቁ

ኤምባሲ ኣሜርካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ 23 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ ዝለዓለ ናይ መጠንቀቅታ መግለጺ፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ክህሉ ስለዝኽእል ዜጋታት ኣሜርካ ጥንቃቐ ክገብሩ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ኣብ…