ፕረዚደንት ሶማል ንስልጣን ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣደስኪሉ
ፕረዚደንት ሶማል ዓብዱላሂ ፋርማጆ ንስልጣን ቀዳማይ ሚኒስተር ናይ’ታ ሃገር ከምዘደስከሎ ክፍለጥ ከሎ፡ በዚ ኣብ ሞንጎ ‘ዞም ክልተ ብዝካየድ ዘሎ ናይ ስልጣን ቅሩቑስ ፖለቲካዊ ናዕቢ ከይክሰት፡ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ዓባይ ብሪጣንያን…
ፕረዚደንት ሶማል ዓብዱላሂ ፋርማጆ ንስልጣን ቀዳማይ ሚኒስተር ናይ’ታ ሃገር ከምዘደስከሎ ክፍለጥ ከሎ፡ በዚ ኣብ ሞንጎ ‘ዞም ክልተ ብዝካየድ ዘሎ ናይ ስልጣን ቅሩቑስ ፖለቲካዊ ናዕቢ ከይክሰት፡ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ዓባይ ብሪጣንያን…
ኣብ ዋሽንግተን ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ዘውጽኦ ከምኡ’ውን ሚኒስትሪ ዜና ብ3 ታሕሳስ ዘስፍሖ ጋዜጣዊ መግለጺ ቅኑዕ ኣይኰነን ክብል ኤንባሲ…
ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፌሪ ፊልትማን ብሰሉስ 22 ሕዳር ኣብ ዝሃቦ ቃል፡ ኣብ ኢትዮጵያ ውግእ…
ብ 22 ሕዳር ማዕከናት ዜና ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ዜናዊ መስናድኦታትን ከምዘስፈሮኦ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ኤምባሲ ኣሜሪካ ዘድሊ…