ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ክልል ትግራይ፡ ንግዝኣታዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ከምዘውድቆ ተሓቢሩ
ነባራት ኣምበሳድራት ኣመርካ ኣብ ኢትዮጵያ፡ መጻኢ’ታ ሃገር ከምዘሻቀሎም ገሊጾም። ቅድሚ ሕጂ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 1996 ክሳብ 2016 ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለየ ምምሕዳራት ኣመሪካ፡ ከም ኣምባሳድር ኮይኖም ዘገልገሉ ኣርባዕተ ኣመሪካውያን ኣምበሳድራት፡ ብዛዕባ…
ነባራት ኣምበሳድራት ኣመርካ ኣብ ኢትዮጵያ፡ መጻኢ’ታ ሃገር ከምዘሻቀሎም ገሊጾም። ቅድሚ ሕጂ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 1996 ክሳብ 2016 ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለየ ምምሕዳራት ኣመሪካ፡ ከም ኣምባሳድር ኮይኖም ዘገልገሉ ኣርባዕተ ኣመሪካውያን ኣምበሳድራት፡ ብዛዕባ…
ኲናት ዘኸተሎ ምቅጻል ኣብ እቶት እዋን ዓጺድ ዝበጸሐ እኽሊ ተሰንዩ፡ ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ፡ ዓቢ ስግኣት ዓጸቦ ይፍጠር ከም…
ኣብ መቐለ ዝርከባ ትካላት ዋኒን፡ ሕጽረት ተንቀሳቓሲ ገንዘብ (ብር) ኣብ ዕዳጋ ንጥፈታተን ብስሩዕ ንከካይዳ ይጽገማ ከምዘለዋ ተሓቢሩ። መጠን…
ብዕለት 13 ጥሪ 2021 ዓለም-ለኻዊ ውድብ ስደተኛታት (IOM) ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፡ ኣብ ምብራቕን ቀርንን ኣፍሪቃ፡ ለበዳ ኮሮና ብናህሪ…