ወጥሪ ኣብ ዶባት ሱዳንን ኢትዮጵያን ይዛይድ ከምዘሎ ተሓቢሩ
ኣብ ሞንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ብሰንኪ ተኸሲቱ ዘሎ ዶባዊ ምትፍናን፡ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝድገፉ ምልሻ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ሱዳን ብዘካየድዎ መጥቃዕቲ፡ ብውሑድ 5 ሱዳናውያን ደቂ ኣንስትዮ ክምዝተቀተላ ተሓቢሩ። ነዚ ኩነታት ስዒቡ ሱዳን…
ኣብ ሞንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ብሰንኪ ተኸሲቱ ዘሎ ዶባዊ ምትፍናን፡ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝድገፉ ምልሻ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ሱዳን ብዘካየድዎ መጥቃዕቲ፡ ብውሑድ 5 ሱዳናውያን ደቂ ኣንስትዮ ክምዝተቀተላ ተሓቢሩ። ነዚ ኩነታት ስዒቡ ሱዳን…
ብዓለምለኸ ምንቅስቓስ ይኣክል ን ግብረሰናይ ማሕበር ECC ን፣ ሕብረት ኤርትራውያን ንምምካት ኮሮና ቫይረስ ኣብ ትሕቲ ዝብል ጥሙር ተበግሶ፣ነቶም…
ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኤርትራ ብዘስክፍ ናህሪ ይቅጽል ኣሎ። ብመሰረት ጸብጻባት መንግስቲ ኤርትራ፡ እዚ ለበዳ ክሳብ ቀረባ እዋን…
ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቑቦምሉ ዝነበሩ መዓስከራት ሕጻጽን ሽመልባን ህንጻታት ዘዕነወ መጥቃዕቲ ከምዝተኻየደ ካብ ሳተላይት ዝተወስደ…