ኣብ ኢትዮጵያ ዝጸንሑ ተቃለስትን ኣባላትን ውድባት ኤርትራ ተኣሲሮም
ዓርቢ ንግሆ ሓይልታት ጸጥታ ኣቢይ ኣሕመድ ነቶም መሰል ዑቕባ ረኺቦም ንነዊሕ ዓመታት ኣብታ ሃገር ክነብሩ ዝጸንሑ ብዉሑዱ ትሽዓተ ዝኾኑ ኤርትራውያን ኣባላት ተቓወምቲ ውድባት ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዒት ዝኾኑ ሰባት…
ዓርቢ ንግሆ ሓይልታት ጸጥታ ኣቢይ ኣሕመድ ነቶም መሰል ዑቕባ ረኺቦም ንነዊሕ ዓመታት ኣብታ ሃገር ክነብሩ ዝጸንሑ ብዉሑዱ ትሽዓተ ዝኾኑ ኤርትራውያን ኣባላት ተቓወምቲ ውድባት ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዒት ዝኾኑ ሰባት…
ኣብ ከባቢታትን ዓድታትን ሰንዓፈ ኣዝዩ ጽዑቅ ደብዳብ ይካየድ ከምዘሎ ሎሚ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዚ ብወገን ትግራይ…
ቅድሚ ሓደ ሰዓት ኣስመራ ሰለስተ ከብድቲ ደብዳብ ናይ ሚሳይል ከምዝዓለባ ሰቲት ናብ ኣስመራ ድዊልና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ክሳብ…
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝበጽሓና እዋናዊ ዜና፡ ኣብ ከባቢታት ሰንዓፈ ኣብ ሞንጎ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ሰራዊት ክልል ትግራይን ብርቱዕ…