ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ጎንጺ፡ ናብ ዝኸፍአ ከየምርሐ ከሎ ስጉሙቲ ክውሰድ ተጸዊዑ
ዓለምለኸ ምንቅስቃስ ይኣክል፡ በርጌሳውያን ማሕበራት፡ ተጣባቅቲ ሰባኣዊ መሰላትን፡ ጉዱሳት ወጻእተኛታትን፡ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ንዘሎ ጎንጽን ናይ ሓድሕድ ኲናትን፡ ኣብታ ሃገርን፡ ኣብቲ ከባብን ዝበኣሰ ሽግር ከየስዓበ፡ ክልቲኦም ወገናት ሽግራቶም ንምፍታሕ ናብ…
ዓለምለኸ ምንቅስቃስ ይኣክል፡ በርጌሳውያን ማሕበራት፡ ተጣባቅቲ ሰባኣዊ መሰላትን፡ ጉዱሳት ወጻእተኛታትን፡ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ንዘሎ ጎንጽን ናይ ሓድሕድ ኲናትን፡ ኣብታ ሃገርን፡ ኣብቲ ከባብን ዝበኣሰ ሽግር ከየስዓበ፡ ክልቲኦም ወገናት ሽግራቶም ንምፍታሕ ናብ…
ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ህንዲ ትማሊ 26 ጥቅምቲ፡ ኣስታት 270 ሜትሪክ ቶን ዝኸውን ናይ መግቢ ረዲኤት ናብ ኤርትራ፡ ሱዳን፡…
ለበዳ ሕማም ኮሮና ካብ ዝመጽእ ኣትሒዙ፡ ንሱ ዘስዓቦ ምፍንቓል ካብ ዕለታዊ ህይወትን ምግላልን ዝመንቀሊኡ ኣብ እስራኤል ሓሙሽተ ሰባት…
ኣብ ታሪኽ ኒ- ዚላንድ ኤርትራዊ ንመጀመርታ ግዜ ኣባል ፓርላማ ናይ’ታ ሃገር ኮይኑ ተመሪጹ። ኤርትራዊ ኢብራሂም ዑመር ሓዲሽ ኣባል…