ሃገራዊ ዜና

ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ተመስሪትሉ ዝጸንሐ ክሲ ተዓጽዩ፡፡

ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ተኸሲሱሉ ንዝጸንሐ ጉዳይ ምዝመዛ ነጻ ጉልበት ሰብ ኣብ ኤርትራ፡ ብዝተገብረ ስምምዕ እቲ ክሲ ከምዝተዓጽወ፡ ንትካል ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ (HRCE) ብምጥቃስ፡ ‘ራድዮ ኤረና’ ሓቢራ። ኣብ ቤትፍርዲ ብርቲሽ…