ናብ መዓስከር ስደተኛታት ክበጽሑ ዝፈተኑ ኣባላት ው.ሕ.ሃ ከምዝተዓግቱን ከምዝተተኮሰሎምን ተሓቢሩ
ኣባላት ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናብ መዓስከር ስደተኛታት ክበጽሑ ኣብ ዝፈተንሉ፡ ከም ዝተዓገቱን ከም ዝተተኮሰሎምን ተሓቢሩ። ናብ መዓስከር ስደተኛታት ሽመልባ ክብጽሑ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ኣባላት ውድብ ሕብራት ሃገራት፡ ምሕላፍ ከም ዝተኸልኡን፡…
ኣባላት ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናብ መዓስከር ስደተኛታት ክበጽሑ ኣብ ዝፈተንሉ፡ ከም ዝተዓገቱን ከም ዝተተኮሰሎምን ተሓቢሩ። ናብ መዓስከር ስደተኛታት ሽመልባ ክብጽሑ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ኣባላት ውድብ ሕብራት ሃገራት፡ ምሕላፍ ከም ዝተኸልኡን፡…
ሎሚ ኣብ ኣጋ ሰዓታት ንግሆን ናይ ድሕሪ ቀትርን ኣብ ኤርትራ ሮከት ከምዝዓለበ ተሓቢሩ። እቲ ካብ ትግራይ ዝተወንጨፈ ከምዝኾነ ዝንገረሉ…
ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ “ንቡሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020” ተሓጽዮም ከምዘለዉ ራድዮ ኤረና ኣብ ናይ ሎሚ ናይ ስፖርት መደባ…
ኤምባሲ ኣሜርካ ኣብ ኣስመራ፡ብመሰረት ዝበጽሓኒ ሓበሬታ ብምባል፡ ብትእዛዝ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ገለ ክፋላት ከተማ ኣስመራ፡ ነበርቲ…