ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ጉጁለ ናብ ኢትዮጵያ ክሰድድ ኢዩ
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ካብ 4 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ወተሃደራዊ ጎንጺ፡ ክሳብ ገበናት ኲናት ተባሂሎም ክግለጹ ዝኽእሉ ገባናት፡ ተፈጺሞም ክኾኑ ይኽእሉ ክትብል፡ ሓላፊት ሰብኣዊ መሰላት ው.ሕ.ሃ ሚሼል ባሽለይ…
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ካብ 4 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ወተሃደራዊ ጎንጺ፡ ክሳብ ገበናት ኲናት ተባሂሎም ክግለጹ ዝኽእሉ ገባናት፡ ተፈጺሞም ክኾኑ ይኽእሉ ክትብል፡ ሓላፊት ሰብኣዊ መሰላት ው.ሕ.ሃ ሚሼል ባሽለይ…
ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወለዐ ኲናት፡ ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ሂወቶም ን…
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ካናዳን ካልኦት ሃገራት ንምጥያስ ምድላዋቶም ኣጻፊፎም በረራን መውጽኢ ቪዛን ዝጽበዩ ዝነበሩ ኤርትራውያን፡ ፍቃድ መውጽኢ ቪዛ…
ኮምሽን ኣህጉራዊ ናጽነት ሃይማኖት ኣሜርካ (USICRF) ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት ጸብጻቡ ኣብ ዘውጽኦ፥ ኤርትራ ካብቲ ቅድሚ ሒጂ ኣትያቶ…