ሃገራዊ ዜና

ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝተዓቕቡሉ መዓስከራት መጥቃዕቲ ተኻይዱ

ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቑቦምሉ ዝነበሩ መዓስከራት ሕጻጽን ሽመልባን ህንጻታት ዘዕነወ መጥቃዕቲ ከምዝተኻየደ ካብ ሳተላይት ዝተወስደ ስእልታት ፕላኔት ላብስ (Planet Labs inc) ኣመልኪቱ። እቲ ናይ ህንጻታት ምዕናው መስርሕ…