ጓሉ ንቀዳማይ ሚኒስተር ነበር መለስ ዜናዊ ሰምሃል መለስ ተለቂቃ

ጓሉ ንቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ነበር ነፍስሄር መለስ ዜናዊ ዝኾነት ሰምሃል መለስ፡ ብ 20 ታሕሳስ ብ ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዋ፡ ብ ሶኒ 21 ታሕሳስ ከም ዝተለቐቐት ተፈሊጡ።

ሰምሃል መለስ ቅድሚ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስትን፡ ክልል ትግራይ ዘመሓድር ዝነበረ ህወሓትን ግጭት ምጅማሩ፡ ናብ መቀለ ከምዝተጓዕዘትን ብሰንበት 2 ሕዳር ድማ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተወትን ወላዲታ ወይዘሮ ኣዜብ መስፍን ሓቢራ ክብል ቢቢሲ ኣብ ናት ትማሊ ጸብጻቡ ገሊጹ ኔሩ።

ሰምሃል ንምንታይ ምኽንያት ከምዝተኣስረት ክሳብ ሕጂ ዝተፈልጠ ኡኳ እንተዘየለ ካብ ተቀይዳትሉ ዝጸንሐት ከምዝተፈትሐት ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ።

ተዛማዲ ትሕዝቶ

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Stay Connected

11,864FansLike
1,105FollowersFollow
27,800SubscribersSubscribe

እዋናዊ ጽሑፋት