መግብን መድሃኒትን ናብ ክልል ትግራይ ምብጽሑ ተሓብሩ
ድሕሪ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም፡ ናብ ክልል ትግራይ መግብን መድሃኒትን ምእታው…
ድሕሪ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም፡ ናብ ክልል ትግራይ መግብን መድሃኒትን ምእታው…
ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዳባት ሎሚ ምሸት ብዘጋጠመ ባእሲ ናብቲ መዓስከር መስተ ሰትዮም ዝኣተዉ ብረት ዝዓጠቁ ሰባት ክልተ ስደተኛታት…
ፕረዚደንት ሶማል ዓብዱላሂ ፋርማጆ ንስልጣን ቀዳማይ ሚኒስተር ናይ’ታ ሃገር ከምዘደስከሎ ክፍለጥ ከሎ፡ በዚ ኣብ ሞንጎ ‘ዞም ክልተ ብዝካየድ…
ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፌሪ ፊልትማን ብሰሉስ 22 ሕዳር ኣብ ዝሃቦ ቃል፡ ኣብ ኢትዮጵያ ውግእ…
ኤምባሲ ኣሜርካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ 23 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ ዝለዓለ ናይ መጠንቀቅታ መግለጺ፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ድሕሪ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ምእዋጁን፡ ሓይልታት ትግራይ ናብ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ምግስጋሶምን፡ መንግስቲ ኬንያ ንዶባታ…
ጸጥታዊ ኲነታት ኢትዮጵያ ኣብ ዝኸፍአ ደረጅኡ ደይብሉ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ማእሰርትን…
Sources have reported that two Eritrean refugees have been physically assaulted and have sustained critical injuries in Adi…
ኣብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ኣብ ልዕሊ ክልተ ስደተኛታት ከቢድ ማህሰይቲ ከምዝወረዶም ካብቲ ቦታ ዝተረኽበ ሓበሬታ የረድእ። ብ ዓርቢ…
ትማሊ 10 መጋቢት 2021 ኣስታት 40 ኣምበሳድራትን ዲፕሎማሰኛታትን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ መቐለ ምብጻሕ ከምዝፈጸሙ ተሓቢሩ። እቶም…