ስዊዘርላንድ፡ ጓል 34 ዓመት ኤርትራዊት ተቐቲላ፡ 3 ቆልዑት ዘኽቲሞም
ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ኑሻቴል ጓል 34 ዓመት ኤርትራዉት ኣደ ከምዝተቐትለትን በዓል ቤታ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮ ከምዘሎን ሰለስተ ቆልዑት ደቆም ድማ ናብ መእለይ ቦታ ተወሲዶም ከምዘለዉ ፖሊስ እታ ከተማ ሓቢሩ። …
ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ኑሻቴል ጓል 34 ዓመት ኤርትራዉት ኣደ ከምዝተቐትለትን በዓል ቤታ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮ ከምዘሎን ሰለስተ ቆልዑት ደቆም ድማ ናብ መእለይ ቦታ ተወሲዶም ከምዘለዉ ፖሊስ እታ ከተማ ሓቢሩ። …
ትካል ስደተኛታት ውድን ሕቡራት ሃገራት(UNHCR) ብ 16 ሚያዝያ ከምዝሓበሮ ፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ቱኒዝያ፡ ኩሎም ካብ ሃገራት ትሕተ-ሳሃራ…
ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ብ8 ሚያዝያ፡ ናብ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከባ ኣብያተ ቤተክርስትያናት ኤርትራ ብዝብል መግለጺ ኣብ ዝጸሓፎ፡…
ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ዓመታዊ ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ሃገራት ኣብ ዘውጽኣሉ፡ እስራኤል ንእትክተሎ ናይ ኢሚግረሽን ፖሊሲ ከምዝነቀፈት፡ ኣብ እስራኤል…