ሰብኣዊ መሰል

እስራኤል ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ናብ ሃገሮም ክንመልሶም ክንሰርሕ ኢና ኢላ

ሰንበት 13 ሰነ ዝተጣየሰ ሓድሽ መንግስቲ እስራኤል ኣባል ዝኾነት፡ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል ኮይና ዝተመዘት ኣይለት ሸከድ፡ ትማሊ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ “ሓተቲ ዕቕባን ስደተኛታትን፡ ናብ ሞቦቆል ሃገሮም ክንመልሶም፡ ክንሰርሕ…