ኮሚተ ወጻኤ ጉዳያት ኣመሪካ ባይቶ ኣመሪካ፡ ሲሃም ዓሊ ክትፍታሕ ጸዊዑ
ብ ዕለት 5 ሚያዚያ ሰነት ኣሜርካ ካብ ኮሚተ ወጻኢ ጉዳያት፡ ኣብ መርበብ ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፡ ሲሃም ዓሊ ጓል 15 ዓመት ከላ ብ ሰብሰልጣን ኤርትራ ከምዝተኣስረትን፡ ክሳብ ሕጂ ሃለዋታ ከምዘይፍለጥን…
ብ ዕለት 5 ሚያዚያ ሰነት ኣሜርካ ካብ ኮሚተ ወጻኢ ጉዳያት፡ ኣብ መርበብ ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፡ ሲሃም ዓሊ ጓል 15 ዓመት ከላ ብ ሰብሰልጣን ኤርትራ ከምዝተኣስረትን፡ ክሳብ ሕጂ ሃለዋታ ከምዘይፍለጥን…
ከተማ ጀኔቫ – ስዊዘርላንድ 15 መጋቢት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተኻየደ ኲናት ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ፡ 16 መጋቢት ድማ…
***እዚ ጽሑፍ ኣብ ሬድዮ ኤረና ተነቢቡ ዝቀረበ እዩ።*** ኲናት መወዳእትኡ ዕንወት እዩ፡ ኲናት መጀመርታ ኣብ መንጎ ኣንጻር…
ብ4 መጋቢት 2021፣ ብኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተወደበ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ትሪፖሊ ሊብያ ከምዝተኻየደ፣ ወከልቲ ናይቶም ስደተኛታት ናብ ሰቲት…