ሰብኣዊ መሰል

21 ኣመንቲ ካብ ቤት ማእስርቲ ዳህላክ ተፈቲሐን

ኣብ ዳህላክ ንልዕሊ 4 ዓመትን፡ ልዕሊኡን ተኣሲረን ዝጸንሓ ኣምንቲ፡ ኣብዚ ቅነ ከምዝተፈትሓ ካብ ኣወስትራልያ እትፍኖ ራድዮ ኤስቢኤስ ትግርኛ፡ ንቃለመሕትት ሃኒባል ዳንኤል ብምውካስ ሓቢራ። እተን ኣመንቲ ካብ ዝተፈላለየ ቦታታት ተወሲደን ብመንግስቲ ኤርትራ…