ሰብኣዊ መሰል

ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቅባ ኣብ እስራኤል ክታበት ኮቪድ-19 ክኽተቡ ጀሚሮም

ብምትሕብባር ምምሕዳር ተል ኣቪቭን፡ ሕክምና ኢክሎቭን ካብ ዕለት 09 የካቲት ጀሚሩ፡ ክታበት ኮቪድ 19 ንሓተቲ ዑቅባ ኤርትራውያንን ካልኦት ወጻእተኛታትን ክወሃብ ከምዝጀመረ፡ ኣብ ሕክምና ስነኣእምሮ ሩትን፡ ሆትላይን ዘይምንግስታዊ ትካል ከምኡ’ውን ኣብ…