ቀንዲ

ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ  “ንቡሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ 2020” ተሓጽዮም

ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ  ብሽክለታ “ንቡሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020” ተሓጽዮም ከምዘለዉ ራድዮ ኤረና ኣብ ናይ ሎሚ ናይ ስፖርት መደባ ገሊጻ። እታ ራድዮ ወሲኻ፡ ካብቶም ዓሰርተ ነቲ ሽልማት ዝተሓጽዩ፡ እቶም ኣርባዕተ ኤርትራውያን፡…