ቀንዲ

ኬርያ ኢብራሂም ኢዳ ናብ ፌደራል መንግስቲ ሂባ

ኣባል ፈጻሚት ላዕለዋይ ኮሚቴ ህወሓት ዝኾነት ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም: ናብ ማእከላይ መንግስቲ ኢዳ ከምዝሃበት መንግስታውያን ማዕከናት ሓበሬታ ኢትዮጵያ ገሊጸን። ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም ኣፈ-ጉባኤ ፓርላማ ኢትዮጵያ ብምዃን ኣገዳሲ ቦታ ሒዛ እትሰርሕ…